ዩንቨርስቲታት ካብ መፋርቕ መስከረም ጀሚረን ትምህርቲ ንክጅምራ ይስራሕ ኣሎ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲታት ካብ መፋርቕ መስከረም ጀሚረን ትምህርቲ ንክጅምራ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።
ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ ባጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተሳሊጡ።…