ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ። እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 8 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ከምዝውሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኣተሓባባሪ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ መንጎ ዝዕደግ 19 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ወደብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እቲ መድረኽ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደሴ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እቲ መድረኽ ዝሳለጥ ዘሎ። ነቲ ህዝባዊ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዮንቨርስቲ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። ካብ መንጎ እቶም ፕሮጀክትታት ማእኸል ሕክምናን ስነ ምረዛን ፎረንሲክ፣ ቤተ መድሓኒት ማሕበረሰብ፣ ማእኸል ሕክምና ስነ ኣእምሮ፣ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት “ቢስት ባር”ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት "ቢስት ባር"ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንመላእ ተወለድቲን ኢትዮጵያዊያንን እቲ ብሄር ሙሉእ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ሰላምን ታሕጓስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 8, 2024 0 ኣዲስ አበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንትራንስፎርሜሽን ዲጂታላይዜሽንን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ሃገር ተወዳዳሪትን ብቕዕቲን ንምግባር ውፅኢታት ምርምር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 966 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 966 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ሞንጎ ተመለስቲ 641 ደቂ ተባዕትዮ፣ 321 ደቂ ኣንስትዮን 4 ዕሸል ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ንኽውገዱ ብመፅናዕቲ ዝፈለዮም ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ። ከይዲ ምውጋድ እቶም ኣፅዋር÷ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝተሳለተ…