ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብኔ መሰረተ ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ማይ መስተን መስኖን ዑደት ኣሳሊጡ Desta Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብኔ መሰረተ ልምዓት ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ማይ መስተን መስኖን ዑደት ከምሳለጠ ሓቢሩ ። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ቢሮ ትራንስፖርትን መጓዓዝያን፣ በዓል መዚ መንገድታት ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ኣል ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ፋይናንሲንግ ጥዕናን ስሩዕ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ-ልኡኽ ስዑዲ Desta Jun 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ ክብል ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ስዑዲ ዓረብ ገሊፁ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብ ቢሸፍቱ ዝርከብ ትካል ኣፍራዪ ቀለብ እንስሳት ኣለማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን10 ሺሕ መናእሰይ ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ኣሎ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን10 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ሽዱሽተ ዩንቨርስታት ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ዝካየድ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ጃይካ፣ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ፣ ሱሚቶምን ትካል ቴክኖሎጂ ዕዳጋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ካብ ተሓጋዛይነት ንውፃእ ዝብል “ኣብዮት” ክንጉስጉስ ኣለና ኢሎም Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጡሩነህ ካብ ተሓጋዛይነት ንውፃእ ዝብል “ኣብዮት” ክንጉስጉስ ኣለና ከብሉ ኣገንዚቦም። ተፈጥሮኣዊ ይኹን ሰብ ስራሕ ሓደጋ ዘይተርፍ ኢዩ ብምባል፥ ነዚ ድማ ሓደጋ ብናይ ገዛእ ርእሲ ዓቕሚ ናይ ምምሕዳርን ምሽካምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንክቕፅል ተሓቲቱ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ደገፍ ኣጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብዝገበርዎ ርብርብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልዓተ-ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ርክበ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልዓተ-ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ርክበ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ፥ ምዝዛም እቲ ጉባኤ ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ካብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ደገፍ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ናይ ምሽፋን ስራሕ ጀሚርና -ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ደገፍ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ናይ ምሽፋን ስራሕ ጀሚርና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪን…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብሽርክና ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብሽርክና ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ኝስ ጉጅለ ትራንስፖርቲን ኢነርጂን ባንኪ ዓለም ዘቲዮም። ኣብ ኢትዮጵያ ብኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ትራንስፖርት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Jun 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ትራንስፖርት ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ከልቲኣዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤተ መንግስቲ ሪፐብሊክ…