መንግስቲ ጃፓንን ዩኒሴፍን ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 38 ሚልየን ብር ፅገናን ምስፍሕፋሕን ኣብያተ ትምህርቲ ከሳልጡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ መንግስቲ ጃፓን(ጃፓን)ን ዩኒሴፍን ብሓባር ብምዃን ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣቢያ ነጋሽ ብልዕሊ 38 ሚልየን ፅገናን ምስፍሕፋሕን ኣብያተ ትምህርቲ ከምዘሳልጡ ተገሊፁ።
ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣…