ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ንማእኸል መሓብሓቢ ኣረጋውያን፣ ሕማማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ሓገዝ ኣምቡላንሳት ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብሓገዝ ዝረኸበን ኣምቡላንሳትን ሞተር ሳይክልን ንማእኸል መሓብሓቢ ኣረጋውያን፣ ሕማማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ብሓገዝ ኣበርኪቱ።
ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ፥…