ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መተሓባበሪ ኮሚቴ ብሔራዊ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መተሓባበሪ ኮሚቴ ብሔራዊ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ዕላማ እቲ ኣኼባ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ብሪክስ ዘለዋ ተሳትፎ መግምጋምን ቀፀልቲ ስራሕቲ በዝምልከት ኣንፈታት ምቕማጥን ኢዩ ተባሂሉ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ኣብነት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅለሉ ኢና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብነት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅለሉ ኢና ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ መበል ታሽዓይ ከተማዊ ኤግዚብሽን ምህዞን ሳይንስን ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ምኽፋተን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ዓለም ዘለዋ ግደ ክተበርኽ ይግባእ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ኣፍሪካ ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ዓለም ዘለዋ ግደ ንክተበርኽ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ መደረ ዘስምዑ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ ተሳትፎን ኣመራርሓን ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ መቐለ ዓውደ መፅናዕቲ ሕውየት ትምህርቲ የሳልጥ ኣሎ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣብ ዙርያ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝጥምት ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ድሕሪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኵናት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ እቲ ክልል የጋጥሙ ዘለዉ ፈተናታትን ብቐፃልነት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መበል ታሽዓይ ከተማዊ ኤግዚብሽን ምህዞ ሳይንስ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መበል ታሽዓይ ከተማዊ ኤግዚብሽን ምህዞ ሳይንስ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ብቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኤግዚብሽን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ምክያድ ከምዝጀመረን ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ከምዝፀንሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ኣብ መዓስከር ናይ ዘለዉ ስደተኛታት ፀገም ንምፍታሕ ዝገበሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ናብ ኢትዮጵያ ዝተሰደዱ ሱዳናዊያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ኣተሓሕዛ ንክከታተል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ክሳብ ሐዚ ዝገበሮ ምንቅስቓስን ፃዕሪን ዝተባባዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጥንኻር ርክብ ኢትዮ-ሱዑዲ ንምርግጋፅ ቀጣናዊ ሰላምን ድሕንነትን ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣምባሳደር ታዬ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ርክብ ኢትዮ-ሱዑዲ ንምርግጋፅ ቀጣናዊ ሰላምን ድሕንነትን ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብ ፈይሰል ቢን ፋርሃን ኣል-ሳዑድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ፅገና መስጊድ ኣልነጃሺ ድሕሪ ሒደት መዓልታት ክጅምር ኢዩ Desta May 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅገና ታሪካዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ድሕሪ ሒደት መዓልታት ከምዝጅምር ሚኒስቴር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሚንስቴር ቱሪዝም ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ብመሰረት ዝገበሮ ተኸታታሊ ዘተ፥ መንግስቲ ቱርኪ ነቲ መስጊድ ንምፅጋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ምህዞን ንሃገራዊ ምዕባለ ወሳኒ ግደ ኣለዎም – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Desta May 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ምህዞን ንሃገራዊ ምዕባለ ወሳኒ ግደ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ኣብ ኢትዮጵያ መፅናዕቲን ምርምርን ዘለሉ ብርኪ፣ መልክዕን ተስፋታትን” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠሞ ፀገም እታወት PPC ብምፍታሕ ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ Desta May 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠሞ ፀገም እታወት PPC ብምፍታሕ ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዘጋጠሞ ናይ እታወት ፀገም PPC ዝዓይነቱ ሲሚንቶ ምፍራይ ጠጠው ኣቢሉ…