ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅርንጫፋት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን Desta Mar 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፋት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ሲስተም ደው ኢሉ ዝነበረ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ። ክሳብ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝህባ እውን ተሓቢሩ። ብተመሳሳሊ ዲጂታል ኣገልግሎታት እቲ ባንኪ (ኢንተርኔት ባንኪንግ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም Desta Mar 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊ መድረኻት ኣብ መረዳእታ ዝተደረኸ ውሳነ ንምሃብን ንኣፈታትሓ ጎንፂን ረብሓ ኣለዎም- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Desta Mar 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኻት ኣብ መረዳእታ ዝተደረኸ ውሳነ ንምሃብን ንኣፈታትሓ ጎንፂን ረብሓ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃዕርና ንክሰምር ሓቢርኩሙና ንዝሰራሕኹምን ንዝደገፍኩሙናን ኩሉኹም ካብ መዓሙቕ ልበይ ዝፈልፈለ ምስጋናይ ይብፃሕኹም- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Mar 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሽልማት ብልፅቲ መራሒት ኣፍሪካ እዚ ዓመት ተዓዊተን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ፃዕርና ንክሰምር ሓቢርኩሙና ንዝሰራሕኹምን ንዝደገፍኩሙናን ኩሉኹም ካብ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻደ ትሕቲ 23 ዓመት ነፀላ ውድድር ብሽክሌታ ደቂ ተባዕትዮ ኪያ ጀማል 2ይ ደረጃ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ። ኣብቲ ውድድር ደቡብ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 22 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንዝካየድ መረፃ ላዕለዋይ አመራርሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ኣመልኪቱ ዝቐረበ ፀብፃብ ተመልኪቱ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ዝግበረሉ ዝርዝር ዋጋ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንበፃቲ ክፍቲ ዝኸውን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ዝግበረሉ ዝርዝር ዋጋ ዕላዊ ኮይኑ። ምስለ ቅርፂ ጀጋኑን ነቲ ዓወት ዘዘኻኽሩን ናውቲታት ኣብቲ ዝኽሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም። ኣማራፂታት ክፍሊት÷ ብቴሌ ብር፣ ብባንኪ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 9 ሚሊየን 209 ሺሕን 631 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብመሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣቢሉ ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝተዓደገ መዳበሪያ 9 ሚሊየን 835…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፈትሒን ጉዳያት ሕገ መንግስታዊን ሪፐብሊክ ኡጋንዳ ዘቲዮም Desta Mar 15, 2024 0 አዲስ አበባ፣ መጋቢት 6፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፈትሒን ጉዳያት ሕገ መንግስታዊን ሪፐብሊክ ኡጋንዳ ኖርበርት ማኦ ዘቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኖርበርት ማኦ ካብ ፕሬዚዳንት ካጉታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትካላት ፀፅታ ኣባላት ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንኽኾና ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትካላት ፀፅታ ኣባላት ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንኽኾና ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ÷ ብፅሒት ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ…