ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ዝበፅሖም ወገናት ኣፅናዕኒዖም Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ኣፅናዕኒዖም። ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብቅድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ኢሊዮ ኢድዋርዶ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኩባ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓገዝ እናገበረት ከምዝኾት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክሌማዊ ለውጢ ኣብ ዘይብዳህ ልምዓት ቡን ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክሌማዊ ለውጢ ኣብ ዘይብዳህ ልምዓት ቡን ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኦፊሰር ፕሮጀክት ፋይናስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ውሕመ ዳፊና ዲሎቫ ኣብ ልምዓት ዘይብዳህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸን ስፔን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸን ስፔን ዲዬጎ ማርቲኔዝ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናትን ስድረኦምን ኣድላዪ ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ካብ መንግስቲ ብተወሳኺ ናይ ሕብረተሰብ ናይ ምድግጋፍ ባህሊ ተጠናኺሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብራሪ፥ ህይወት 18 ሰባት ካብ መንጎ ዘስኣነ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት ብህይወት ተረኺቡ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ኔፓል፣ ካትማንዱ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካብ መንጎ እቶም ህይወቶም ዝሰኣኑ እቲ ኣብራሪ ብህይወት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ ኣብራሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሕክምናዊ ክትትል ይገብር ከምዘሎ ቢቢሲ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፅገና ነፈርቲ “ኤቲኣር” ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፅገና ነፈርቲ “ኤቲኣር”ን ስልጠና ምዕባይ ዓቕሚን ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ድልየት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኣገለግሎት ኤቲኣር ኣብ ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ብምስፋሕ ንምምሕዳራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ነዚ ጠነግ https://www.ethiocoders.et/ ብምጥዋቕ ምምዝጋብ ከምዝከኣል እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ዝውዕል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ይዝርጋሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ዝውዕል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ይዝርጋሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ልዑል ፅርየት ብዘለዎም እታዎታት ዝፍፀም ብምዃኑ ቅድመ ሐዚ ዝርአ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም Desta Jul 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም። በቲ ሓደጋ ጉድኣት…