ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሞሃማድ ሞክበር ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ኢራን ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ኣሊ ሃሚኒ ንሞሃማድ ሞክበር ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምግባር ሾይሞምዎም፡፡ ሞሃማድ ሞክበር ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ናይ ዝሓለፉ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ምክትል ከምዝነበሩ ይዝከር፡፡ ብተመሳሳሊ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 445 ጉዕዞ ሓጅ ብዕዉት መገዲ ንምፍፃም ዘኽአል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ Desta May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 445 ጉዕዞ ሓጅ ብዕዉት መገዲ ንምፍፃም ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ። እቲ ፍሉይ ምድላው ንተኸታተልቲ ዓመታት ዝተገበረ ከምዝኾነ ኣብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ናብ ከተማታት ጂዳ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሄሊኮፕተር ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ በጀት ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ክዕወት ከምዝኽእል ዝእንፍት ውፅኢት ተመዝጊቡ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዝተተንበየ 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምዕዋት ከምዝከኣል ዝእንፍት ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ÷ “ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ሚንስትር ሚኒስቴር ምክልኻል፣ ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ሚንስትር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሌማዊ ለውጢ ዝፃወር ፕሮጀክት ምትእስሳር እታወት ልምዓት ስርናይ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ዝፃወር ፕሮጀክት ምትእስሳር እታወት ልምዓት ስርናይ ኣብ ክልል ዓፋር ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት መፍረያይነት ፍርያት ስርናይ ምዕባይን ሓረስቶት ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎም ኣታዊ ብምድንፋዕን ህይወቶም ክመሓየሽ ንምግባር ዝዓለመ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ ፎሮም መናእሰይ ትካላት መንግስቲን ስቪክ ማሕበራትን ይሳለጥ ኣሎ Desta May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ ፎሮም መናእሰይ ትካላት መንግስቲን ስቪክ ማሕበራትን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ምስረታ ዘካይዶ ዘሎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ኣወዳድባ መናእሰይ፣ ኣብ መንጎ መናእሰይን መዳርግቲ ኣካላትን ፅኑዕ ዝተዋደደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፀዋዕቲ ትካላት ቀዳማይ ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ የሳልጣ ኣለዋ Desta May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፀዋዕቲ ትካላት ቀዳማይ ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብቲ ገምጋም ተፀዋዕቲ ትካላት ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ልምዓትን ለውጢን ትካላት መርኣያ ብምዃን ዝፍፅምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ዝጠመተ መድረኽ ምትእኽኻብ እታወት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ምምሳልን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበንን ዝጠመተ መድረኽ ምትእኽኻብ እታወት ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ ሓዊሱ መዳርግቲ…
ስፓርት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ራባት ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት መዲና ኢሳ 14:34.16 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ኣትሌት…