ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ተጀሚሩ Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብብርኪ ሃገር ፅርየት ከባቢ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ጎስጓስ ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ኣጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ትካላት ጥዕና ወቅብቲ ኢትዮጵያ ንዝተማልአ ጥዕና” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ስራሕቱ ብህፁፅ ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ስራሕቱ ብህፁፅ ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ሀንፀት እቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብ እዋንታዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ልኡኻት ሚኒስትራት ማይ ሃገራት ኢጋድ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝምራሕ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ Desta May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ንምግባር መቐለ ኣትዩ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓጋጊዝና ዝይድፋእ ዝመስል ማሕለኻ እናተሳገርና ከተማና ተምሳሌት ምዕባለ ኣፍሪካ ንምግባር ብዝለዓለ ትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ በባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፑቲን ስልታዊ ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ትእዛዝ ሂቦም Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ስልታዊ (ታክቲካዊ) ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ንጦር እታ ሃገር ትእዛዝ ከምዝሃቡ ተገሊፁ። እቲ ልምምድ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሰብ መዚ ዝፍንዉዎ ንጎንፂ ዝጋብዝ መግለፂን መፈራርሒን ስዒቡ ዝካየድ…
ስፓርት ጁለን ሎፔቴጉይ ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ንምዃን ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ጁለን ሎፔቴጉይ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ንምዃን ተስማዕሚም፡፡ እቲ ስምምዕነት ተፈፃሚ እንድሕር ኮይኑ ድማ ወዲ 57 ዓመት ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታ ዎልቭስ ዳግም ናብ ፕሪሚየር ከምዝምለሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ከመዝግባ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ኮይና Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2024 ክሳብ 2029 ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ከምዝኾነት ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ገሊፁ፡፡ ኣብ ሃገራት ዓለም ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘፋልጥ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲባ Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ጋዛ ንኽወፅኡ ጦር እስራኤል ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብቲ ከባቢ ወጥሪ ነጊሱ ዘሎ ኣብ ጋዛ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምዕሳልን ዝተዓገቱ ንምፍታሕን ዝዓለሙ ዝርርባት ክቋረፁ ምዃኖም ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ብኻእ መዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ብሪክስ ንኽትፅምበር ቻይና ዝገበረቶ ሓገዝ ጥንኩር ምሕዝነት እተን ሃገራት ዘርኢ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ስራሕ ግዘኦም ዝዛዘሙ ኣምብሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዡዩኣን ነናብ ሃሮም ተመሊሶም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦተ ኣመራርሓን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…