ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሓፂር መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዞር ሹም ሰራዊት ምክካል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኣካቢ ቀዋሚ…