ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ግሪኽ መዘነአን ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ክሪኽ ካትሪና ሳኬላሮፖሉ ኣብ መንበሪ ገዝአን ብምርካብ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ግሪኽን ዘሎ ታሪኻዊ ምትእስሳር ምሕዝነትን ምትሕብባርን ዳግም ኣረጋጊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘቲዮም Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምናን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምናን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምግታእ ዝውዕል 111 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ትልሚ ህፁፅ እዋን ድጋፍ ኤድስ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምጥፋእ ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ሓገዝ 111 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም። መተሓባበሪ ዓለም ለኸ ኤድስ ኣሜሪካን ላዕለዋይ በዓል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ማርዋን ዒሳ ከምዝተቐተለ ገሊፃ Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላፊ ሃማስ ዝኾነ ማርዋን ዒሳ ብደብዳብ ኣየር ከምዝተቐተለ ኣፍሊጣ። ማርዋን ዒሳ ምክትል ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሃማስ እንትኸውን፥ ኲናት ሃማስን እስራኤልን ብ7 ጥቅምቲ ካብ ዝጅመር ዝተቐተለ ዝልዓለ ሓላፊ ሃማስ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሃማስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ ተሽከርከርቲ ንክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዋሂበን Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝዓደገን 42 ቶዮታ ሃርድ ቶፕ ን12 ክልላትን ከልተ ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ኣርባዕተ ትካላት ፌዴራል ኣረኪቡ። እቲ ዕድጊት፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ሚኒስቴር ገንዘብ ተግባራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ታሪኽ ዓድዋ ብግቡኡ ንምፍላጥ ካብ ምሕጋዙ ብተወሳኺ ረብሓ ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝቢ ዘምህር ኢዩ Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ታሪኽ ዓድዋ ብግቡኡ ንምፍላጥ ካብ ምሕጋዙ ብተወሳኺ ረብሓ ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝቢ ዘምህር ኢዩ ክብሉ ኣቦታትን መምህራንን ሃይማኖት እስልምና ገሊፆም። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ኣቦታትን መምህራንን…
ስፓርት ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ Desta Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ኣብ ዝገበረ ኣብ ጋና ኣንካራ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ውድድራት ፍፃመ ከምዝካየዱ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር። ብመሰረት እዚ፥ ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ 800ን 10 ሺሕን…
ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ኢንተርኔት ኣብ ገፀር ከባቢታት ንምስህሕፋሕ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ግልጋሎት ኢንተርኔት ኣብ ገፀር ከባቢታት ንምስፋሕ ክትሰርሕ ኣለዋ ክብል ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ገሊፁ። ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም÷ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽ ኢትዮጵያ ዘለዉዎ ማሕለኻታትን ዕድላትን ዝተመልከተ ዝርዝር ሓበሬታ ኣውፂኡ፡፡ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ተጠቒሞም ዓማዊል ከጭበርብሩ ዝፍትኑ ኣለዉ – ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ተጠቒሞም ዓማዊል ኣጭበርብሩ ካብዝፍትኑ ንክሕልዉ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ፡፡ ኣጭበርበርቲ ኣብዚ ሰሙን ምስ ሲስተም ተተሓሒዙ ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ንምጥቃም ፈተነ እናገበሩ ምዃኖም ከምዝፈለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንኢኮኖሚያዊ ረብሓ ንምውዓል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንኢኮኖሚያዊ ረብሓ ንምውዓል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ስራሕቲ…