ትንሳኤ ኣብ መንጎ ተስፋ ዘቑርፁ ዝመስሉ ኩነታት ዝተረኸበ በስራት ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትንሳኤ ኣብ መንጎ ተስፋ ዘቑርፁ ዝመስሉ ኩነታት ዝተረኸበ በስራት ኢዩ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…