ኣብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም።
ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፥ ጉዳፍ ፀጋዬ 8:21.13 ብዝኾነ ሰዓት ውድድራ ብምዝዛም…