ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም።
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ÷ መበል 128 ክብረ በዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝርከብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክኽበር…