ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብመልክዕ ትረኻ ንኣድመፅቲ ክቐርብ ኢዩ Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብመልክዕ ትረኻ፣ ፊልምን ካልኦት ኣማራፅታትን ንኣድመፅቲን ተመልከትቲን ክቐርብ ኢዩ። ኮርፖሬት ኣዲስ ዋልታ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን “የመደመር ትውልድ” ትረኻን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ “ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ፥ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ፀገማት ንዝብደሀን ደቂ ኣኒስቲዮ ደገፍ ንክኸውን ዝተጣየሸ “ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም። ካብ ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ማእኸል ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ “ማእኸል ምርምር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዘይሕጋዊ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 205 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ገሊፁ Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዘይሕጋዊ ተግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 205 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። ንሕቶ ዓማዊል ምላሽ ንምሃብ ልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፓስፖርት ምሕታሙን ካብዚ 640 ሺሕ ንዓማዊል ከምዝተውሃበ ተገሊፁ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ባህሊ ኢንዱስትሪ ተሓሳቢ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ባህሊ ኢንዱስትሪ ተሓሳቢ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ዘተ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ንምስሳን ፍሪያት” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዮ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ምረቓ ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስነ ስርዓት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መሰል ዘይምኽሳስ ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ፀጋዬ ኣልዒሉ Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ፥ መሰል ዘይምኽሳስ ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ፀጋዬ ኣልዒሉ። ከምኡውን 9 ረቀቔቲ ኣዋጃት ከምዘፅድቕን ክልተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ድማ ናብ ዝምልከቶም ቆወምቲ ኮሚቴታት ክመርሕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ሞተራይዝድ ሻለቃታት የመርቕ ኣሎ Desta Mar 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ማእኸል ዓቃቢ ሰላም መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሰራዊት ምክልኻል ሁርሶ ንልኡኽ ሰላም ዘሰልጠኖም ሞተራይዝድ ሻለቃታት የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ ወተሃደራዊ ስልጠናታት ተግባርን ክልሰ ሓሳብን ዝተኸታተሉን ንልኡኽ ሰላም ዝሰርሑን ዓቀብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሜ/ጀነራል ክንፈ ዳኘው ምስ ዕድጊት ሆቴል ኢንፔሪያልን ሪቬራን ተተሓሒዙ ብዝቐረበሎም ገበን ግዕዝይና ጥፍኣተኛ ተባሂሎም Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ምስ ዕድጊት ሆቴል ኢንፔሪያልን ሪቬራን ተተሓሒዙ ብዝቐረበሎም ክሲ ገበን ግዕዝይና ናይ ጥፍኣተኛ ፍርዲ ተመሓላሊፎዎም። እቲ ናይ ጥፍኣተኝነት ፍርዲ ዝሃበ÷ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ምድብ ልደታ 3ይ ጉዳያት ገበን…