Fana: At a Speed of Life!

ን‘ሓደ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ዝተመደበ በጀት ንውልቀ ረብሓ ውዒሉ- ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ን ‘ሓደ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኢትዮጵያ’ ብቦርድ መረፃ ዝተገለበረ ሓገዝ በጀት ንዝተሓሰበሉ ዕላማ ከምዘይወዓለን ንውልቀ ረብሓ ከምዝወዓለን ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ “እቲ ፓርቲ እቲ ሓገዝ በጀት ንዝተሓሰበሉ ዕላማ…

ሃገር ለኸ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ዘይሻራዊ ኣማኻሪ ፖሊስ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ዝተጣየሸ ሃገር ለኸ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ዘይሻራዊ ኣማኻሪ ፖሊስ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብቲ ኣኼባ÷ ስራሕቲ እቲ ዘይሻራዊ ቤት ምኽሪ ዝመርሑ ሸውዓተ…

ኩለመዳይ ርክብ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዘሎ ኩለመዳይ ርክብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክባት ወፃን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፁ፡፡ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ÷ ምስ ኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሸሪፍ ኣብ ኩለመዳይ ርክብ ክልቲአን…

ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ገይረን፡፡ እቲ ዑደት ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን እናተጠናኸረ ዝመፅአ ክልተኣዊ ርክብ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም እውን ነምጥንኻር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣቦታት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ተጓዒዞም ምስ ዝተረኸቡ ኣቦታትን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ኣብ ኣፍሪካ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ትኹረት ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ትኹረት ንኽገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ። 6ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ እናተኻደ እንትኸውን፥ ዘፈር ውልቀ ኣብ ሓምለዋይ ኢንቨስትመንታት ምጥቃም ኣብ ዝኽእለሉ…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንኣይተ ደመቀ መኮንን ናይ ክብሪ ምፍናው ገይሮምሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንነበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ናይ ክብሪ ምፍናው ምስጋናን ገይሮምሎም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ዝነበሮም ናይ መሪሕነት ዘበን ንዘበርከቱዎ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኢዩ ምስጋናን ናይ ክብሪ…

ኣብ ግራንድ ኣፍሪካን ራን ንዝሳተፉ ኣትሌታት ሽልማት መኪና ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንገተን ዲሲ ኣብ ዝካድ ’ግራንድ ኣፍሪካን ራን’ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ሽልማት መኪና ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ፡፡ ግራንድ ኣፍሪካን ራን በቢዓመቱ ጥቅምቲ ምስ ኣተወ ኣብ ካልአይቲ ቀዳም ኣብ ከተማ ዋሺንግተን ዲሲ ዝካየድ ዉድድር ጉያ 5 ኪሎ…

2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ ሓመድ) ንሓረስቶት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያሓመድ) ናብ ኢትዮጵያ ብምጉዕዓዝ ቅድሚ ክረምቲ ምእታዉ ንሓረስቶት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣብ ትሕቲ ብሄራዊ ቴክኒካል ኮሚቴ መዳበሪያ ሓመድ…

ብናይ ሕሶት ሰነድ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ልዕሊ 56 ሚሊየን ዝግመት ቆርቆሮን ሓፂንን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሰነድ ብምጥቃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ልዕሊ 56 ሚሊየን ብር ዋጋ ዝግመት ቆርቆሮን ሓፂንን ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ኣዋሽ ብዝተፈላለዩ መዓልቲታት ብዝገበሮ ስራሕቲ ቁፅፅር ኢዩ 40 ሚሊየን ብር…