ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ዘቲዮም Desta Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ዘቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ተወካሊ ቤት ምኽሪ ካሊፎሪኒያ ቴድ ሊዩን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ኩነታት ፀፅታ፣ ሰላም፣ ሰብኣዊ ደገፍ፣ ኩነታት ኣገዋ ዝጠመተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስ 3 ሃገራት ፓስፊክ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ Desta Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ፅዕንቶ ቻይና ንምፅዋር ዓሊማ ምስ 3 ሃገራት ፓስፊክ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ መራሕቲ ፓስፊክ ፓላው፣ ማርሻል ደሴታትን ማይክሮኔዥያን ኣብቲ…
ስፓርት ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ – ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብቲ ውድድር ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ” ክትብል ኣብ ግላስጎ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ800 ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ዝተዓወተት ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ገሊፃ። እታ ኣትሌት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ዝገደደ ሓደጋ ከምዘጋጥም ተገሊፁ Desta Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ዝገደደ ሓደጋ ከምዘጋጥም ተገሊፁ። ኤጀንሲ ሓለዋ ከባቢ ኣውሮፓ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ኣውሮፓ ዝርከቡ ከባቢታት ንሓደጋ ዝተቓልዑ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ። ባርዕ ሓዊ፣ ሕፅረት ማይን ኣብ ፍሪያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ፡፡ ዋና ፈፃ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክልሉ ታደሰ÷ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ተዛቲዮም፡፡…
ጥዕና ዓበይቲ ረብሓታት ፆም Desta Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስትናን እስላምናን ብኣማኢት ሚልዮናት ሰዓብቲ ዘለወን ሃይማኖታት ዓለም እየን። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ብዙሓት ኣመንቲ እተን ሃይማኖታት በብእምነቶም እናፆሙ ይርከቡ። ሰዓብቲ ክርስትና፥ እየሱስ ክርስቶስ ተሰቒሉ፣ ሞይቱ ዝተንሰአሉ ንምዝካር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ቃልኪዳን ሰቆጣ ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ቃልኪዳን ሰቆጣ፣ ኣብ ምጥያሽ ቤት ምኽሪ ስትራቴጂ ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው፣ ዋና ኣፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሑ ይግባእ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ንኣርባዕተ መዓልቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ረመዳን ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ መእተዊት ወርሒ ረመዳን ረመዳን ብምርኣያ መበል 1445 ወርሒ ረመዳብ ፅባሕ ከምዝጅምር ተገሊፁ፡፡ ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕስሳብን ንኣላህ ብምልማንን ምሕላፍ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ሸይኽ ሓጂ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶን ቪላ ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተፃተት ጋንታ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶንቪላ 4 ሸቶታት ብምምዝጋብ ዓወት ኣመዝጊባ። ቶተንሃም 4 ን 0 ዝተዓወተት እንትትከውን÷ ማዲሰን፣ ጆንሰን፣ ሰን ሆንግ-ሚንን ወርነርን ድማ እተን…