ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ ማልታ ተሳሊጡ Desta Mar 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ ማልታ ተሳሊጡ። እቲ ፎረም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ማልታን ትካል ፕሮሞሽን ንግዲን ምስ ዝኾነ ትሬድማልታን ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ብምትሕብባር ዘሰናደኦ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ዓሊሙ ዝተናበበ ስጉምቲ ፖሊሲ ይወሰድ ኣሎ- ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Desta Mar 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ ዓሊሙ ዝተናበበ ስጉምቲ ፖሊሲ ገንዘብ፣ ፊስካልን ምስሳን ፍሪያትን ይወሰድ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ፀገማት ህዝቢ ካብ መንጎ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሽመት 16 ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሽመት 16 ሕፁያት ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣፅዲቑ። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብቲ ኣኼባ ድማ ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ስርዓት ዳይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Mar 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 12 ሾላ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዝተፈጠረ ምግጫው ዘጋጠመ ኢዩ ተባሂሉ። ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወፍሪ ምስፍሕፋሕ ፈልሲ ምሩፅ ዘርኢ ፓፓያ 10 ሺሕን 400 ሄክታር በፂሑ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ምስፍሕፋሕ ፈልሲ ምሩፅ ዘርኢ ፓፓያ በቢዓመቱ እናወሰኸ ብምምፃእ ዓመት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 10 ሺሕን 400 ሄክታር መሬት ከምዝበፅሐ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪታት ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዘፋልጥ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሞቕቲ ታሪኻዊ፣ ባህላዊን ተፈጥሮኣዊን ክብሪታት ኢትዮጵያ ንኣሜሪካውያን በፃሕቲ ዘፋልጥ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ። ዕላማኡ ድማ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዘለዋ መስሕብ ኣብ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ምፍላጥን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ንኽገብሪን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንጋዛ 200 ቶን ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ቆጵሮስ ክትፀንሕ ከምዝተገደደት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እንተይተገበረ ፆም ረመዳን ብምጅማሩ ንጋዛ 200 ቶን ሓገዝ ምግቢ ዝፀዓነት መርከብ ኣብ ቆጵሮስ ክትፀንሕ ከምዝተገደደት ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል መንግስቲ ቆጵሮስ ኮንስታንቲኖስ ሌቲምቢዮቲስ÷ ንድሕንነት እንትበሃል እታ መርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ Desta Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ መበል ሳልሳይ ዓመት መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዘሳልጥ ተገሊፁ። ኣብቲ ካብ ንጎሆ ሰዓት 3 ጀሚሩ ዝሳለጥ ጉባኤ፥ ሹመት ሕፁያት ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል፣ ረቂቕ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት…
ቢዝነስ ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ክታበት እንስሳት 665 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Desta Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኢንስቲትዩት ሓለዋ ጥዕና እንስሳት ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ዘቕረቦ ክታበት እንስሳት 665 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩቱ ታከለ ኣባይነህ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ናሽናል ለሚ ዑደት ኣካይዶም Desta Mar 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ናሽናል ለሚ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…