Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1.1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መሰረታዊ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ዘኽእል ውዕል ምስ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ…

ሂዝቦላህ ኣብ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ ከባቢታት ዶብ ኣብ ዝርከቡ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ሚሳኤላትን ካልኦት ኣፅዋራት ኲናትን ኣብ ረብሓ ከምዘውዓለ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ሰራዊት እስራኤል ብግድኡ፥ ሂዝቦላህ…

ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ። “ዓድዋ ንንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ጎስጓስ ተጀሚሩ። ሚኒስቴር ሰላምን ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም…

ንሕሙሙት ስጋ ደዌ ኣድላዪ ደገፍ ንክግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕሙሙት ስጋ ደዌ ኣድላዪ ደገፍ ንክግበር ብሄራዊ ማሕበር ተቓላዕቲ ስጋ ደዌ ኢትዮጵያ ሓተቱ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕሙሙት ስጋ ደዌ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሃረር ጉዕዞ እግሪ ተገይሩ። እቲ መዓልቲ፥ “ሕማም ስጋ ደዌ ኣይንዘናጋዕ” ብዝብል…

ኣመራርሓ ንሕቶ ሕብረተሰብ ምላሽ ንምሃብ ብቑርፀኝነት ክንቀሳቐስ ይግባእ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ንሕቶ ሕብረተሰብ ምላሽ ንምሃብ ብቑርፀኝነት ክንቀሳቐስ ይግባእ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲን ፓርቲን እቲ ክልል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣይተ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ ዓውዲ ቱሪዝም 25 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዓውዲ ቱሪዝም 25 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ትልምን ክትትልን ኦላና ተሾመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መስሕብ…

ኤምባሲታት ተደማፅነት ኢትዮጵያ ንክውስኽ ንምግባር ምስራሕ ይግበኦም-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታት ተደማፅነት ኢትዮጵያ ንክውስኽ ንምግባር ምስራሕ ይግበኦም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመታዊ ጉባኤ ኣምባሳደራት በምርካብ ናይ ስራሕ መምርሒ ሂቦም።…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕልዉ ጉዳያት ብስፍሓት ዘቲዩ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴታት ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕልዉ ጉዳያት ብስፍሓት ከምዝዘተዩ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ…

ስደተኛታት ተጠቀምቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ዝኾኑሉ ስርዓት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ ይግባእ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ኮርፖሬሽን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፓርክን ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ሶማሌን ቢሮ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም፡፡ በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ስደተኛታትን ተቓላዕቲ…

4ይ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ብቀጥታ ፈነወ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)4ይ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ሳልሳይ ሰሙኑ ፅባሕ ብቀጥታ ፈነወ ክካየድ ኢዩ። ተዓወትቲ ድምፃውያን ውድድር ምዕራፍ 13፣ ምዕራፍ 14ን ምዕራፍ 15ን ኣብ ሓደ ዝተራኸቡሉ እዚ ውድድር÷ ፅባሕ ናይ ምድብ ሓደ 7 ተወዳደርቲ ምስ ባንድ…