ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጊ ፓተንት ንምምሕያሽ ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጊ ፓተንት ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ዘኽእል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኢትዮጵያ ልዕሊ 20 ዓመታት ሕጊ ፓተንት ምምሕያሽ ከይገበረት ምፅንሓ ዋና ዳይረክተር በዓል መዚ ኣእሙራኣዊ ንብረት ኢትዮጵያ ወልዱ ይመሰል ተዛሪቦም። እቲ ሕጊ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 198 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 198 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ምግባር ከምዝተኽኣለ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግልጋሎት 265 ሺሕን 990 ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግባር ተሊሙ ን198 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ- ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ግቡእ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኣፈፃሚ ኮሚቴ ስራሕ እቲ ፓርቲ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ፓርቲ ንመዓልታት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕን ማእከላዊ ኮሚቴን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢዓመቱ ካብ ዝምዝገቡ ሕሙማት መንሽሮ ሕክምና ዝረኽቡ ከባቢ 12 ሺሕ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ካብ ዝምዝገቡ ሕሙማት መንሽሮ፤ ሕክምና ዝረኽቡ ከባቢ 12 ሺሕ ከምዝኾኑ ጥራሕ ከምዝረኽቡ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ፡፡ ሕፅረት መሰረተ ልምዓትን ግንዛበ ሕብረተሰብን፣ ብዝድለ መጠን ሰብ ሞያ ሕክምና ዘይምህላው፣ ንሕክምና ዝውዕሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ብስፍሓት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ጋህዲ ክኸውን ኣብ ምግባር ከይዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ብስፍሓት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ(ፕ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳራት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)ሜዳልያኣግሪኮላፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያኣግሪኮላፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)ቀዳማይኣብ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ወጊኖም ኢዮም – ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ… Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ወጊኖም ኢዮም ክብሉ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገርድ ሙለር ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እምኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ብምሽላሞም ስዒቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መልእኽቲ እምኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ምግቢ ንምዕዋት ንገብሮ ጉዕዞ ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ንምዕዋት ንገብሮ ጉዕዞ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ብትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሮም ጣልያን ዝተሰናደአ ክብረ በዓል ዝኸበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ተሸሊሞም Gebremariam Weldegerima Jan 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጣሊያን ሮም ኣብ ዝተሰናደአ ክብረ በዓል ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ተሸሊሞም። እቲ ሽልማት÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ውሕስና ምግቢን ዝተመጣጠነ…