Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓጋዚት ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓጋዚት ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ቫለሪ ጓርኒየሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ÷ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገብሮም ቀረባት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝጠመተ ከምዝኾነ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጃፓን ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 7 ክብ ክብል ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ቅድም ክብል እናሰርሓሉ ዝነበራሉ ስምምዕነት ትራንስፖርት ኣየር ኣመሓዪሸን፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ቢሮ ሲቪል ኣቪዬሽን ክፍሊ ትራንስፖርት ኣየር ጃፓንን ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን  ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ፓርቲ በልፅግና…

ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ጥንኩር ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምምዝጋብ ተኻኢሉ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት ዕቤት ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ…

ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ውሳነታትን ኣንፈታትን ብምሃብ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይ ኮሚቴን ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኦም ካብ 13 ክሳብ 17 ጥሪ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሳሊጦም። እቲ ኣኼባ፥ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡውን እዋናዊ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት…

ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም። ማእኸላት ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና መትከልን ስርዓት ኣሰራርሓን ምትኽኻእ ኣመራርሓ መሰረት ብምግባር ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መዛዘሚ ኣኼባ ንኣይተ ደመቀ መኮነን ብሙሉእ ድምፂ ኣፋንዩ።…

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ምንቅስቓስ ንግዲ 42 ሚኢታዊ ነክዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመፅቲ ሁቲ ብዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ምኽንያት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ምንቅስቓስ ንግዲ 42 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣፍሊጡ። ምንካይ እቲ ምንቅስቓስ ንግዲ ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ምንስቓሳት…

ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ገንዘብ ካብ ምዝበራ ምድሓን ከምዝተኻእለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ገንዘብ ካብ ምዝበራ ምድሓን ከምዝተኻእለ ኮሚሽን ስነ- ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ። መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ህፁፅ ምክልኻል ግዕዝይና እቲ ኮሚሽን ገዛሀኝ ጋሻው÷ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተኻየደ…

ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ፥ “ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር…

ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ብር 715 ሚሊየን እቶት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብር 715 ሚሊየን እቶት ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ክፍሌ ወ/ማሪያም፥ እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ልዑል ኢዩ ኢሎም።…