ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ-መንግስቲ Desta Jan 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ንዝሳለጥ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ Desta Jan 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ዓውዲ ውልቀ ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ምስቲ ኮሚሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረታዊ ዓቕሚ ምርግጋፅ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ባዕልና ኢና-ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ Desta Jan 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈርን ማሕበራትን ትግራይ " ግደ ፋይናንስ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ትግራይ"ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዋዕላ ዝተረኸቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘላትሉ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Jan 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላትሉ እዋናዊ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባልን ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ይካየድ ኣሎ Desta Jan 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ኣብ ሙዚዬም ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ኣንባቢ ትውልዲ ንምዕባለ ሃገር” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ኣብ ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራንን ቱርክን ኲናት እስራኤልን ሃማስን ደው ንክብል ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን Desta Jan 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ቱርክን ኲናት እስራኤልን ሃማስን ደው ንክብል ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ጋዛ ዝረአ ሰብኣዊ ቅልውላው ደው ንምባልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 730 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታት ከምዝተኻየደ ተገሊፁ Desta Jan 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 730 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታትን ሓገዝ ገንዘብን ከምዝተገበረ ከምዝተኻየደ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ብፃዕሪ መንግስቲ ካብ ወርሒ መጋቢት 2014 ዓ.ም ክሳብ መጋቢት 2015 ዓ.ም 133 ሺሕን 103…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም። “ከተማታትና ማእኸላ ፍርያት፣ ክእለትን ሰናይ ምምሕዳርን ብምግባር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ከምኡ እውን ኣወሃህባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ መበገሲኣ ደሴ ብምግባር ናብ ኣቀስታ እናተጓዓዘት ዝነበረት ሚኒባስ ተሽከርካሪት ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ እታ ሚኒባስ 21 ተሳፈርቲ ፅዒና እናተጓዓዘት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬናውያን ኢዮም ዝተብሃሉ 65 ጦር እሱራት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬናውያን ኢዮም ዝተብሃሉ 65 ጦር እሱራት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ሩሲያ ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ። ንብረትነታ ናይ ሩሲያ ዝኾነት ወታደራዊ ኣውሮፕላን እታ ሃገር÷ ምስ ዩክሬን ኣብ ትዋሰነሉ ደቡባዊ ግዝኣት ቤልጎሮድ ኢያ ተሓምሺሻ፡፡ ሚኒስቴር…