Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣትዮም። ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ  ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ነፃነት ወርቅነህ  ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ። ኣብቲ ስርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድርኡ፣ ናይ ኪነ ጥበብ መሓዝቱን ደገፍቱን ተረኺቦም። ብሰንኪ ዘጋጠሞ ሕማም 8 ጥሪ 2018…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ድጋፍ ዊልቼር ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሎሚ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንች ሸኮ ከተማ ሚዛን ኣማን ንጉድኣት ኣካል ድጋፍ ዊልቼር ገይረን። ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ዝምራሕ ቤት ፅሕፈት ቀማዊት እመቤት ስራሕ ካብ ዝጀመረሉ እዋን ጀሚሩ…

ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘለና ጉልበትን ጥንካረን ንመፃኢ ትውልዲ ብዘትርፍ መገዲ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምግላፅ ይግበአና ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ምድማር ሓሳብ…

ሞሮኮን ሴኔጋልን ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምልዓል ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣሰናዳኢት ሃገረ ሞሮኮን ሴኔጋልን ዋንጫ ንምልዓል ናብ ሜዳ ክኣትዋ ኢየን። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ዋና ከተማ ሞሮኮ ዝኾነት ራባት ስታዲየም ፕሪንስ ሙላይ ኣብደላ ክካየድ ኢዩ። ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም። ደንቢ ኢኮ ሎጅ ኣብ 36 ነጥቢ 7 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ናይ ዝሕሎ ደኒን ሃፍቲ ተፈጥሮን ውህብቶ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ገሊፁ። ናይ ሃገርና ዓውዲ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 0 ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን፤ ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ፓትሪክ…

ኮሪደር ገፀር ህይወት ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ኣብ ምልዋጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ሃገራዊ ስራሕ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ገፀር ህይወት ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ኣብ ምልዋጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ሃገራዊ ስራሕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ሎሚ ኣብ ክልል ደቡብ…

ገበታ ቱሪዝም…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመሩ ፕሮጀክት ገበታ ንሸገር፣ ገበታ ንሃገርን ገበታ ንትውልዲን ዓውዲ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብመሰረታዊነት እናቐየሩ ይርከቡ፡፡ ኢትዮጵያ ካብ ሓደ እምኒ ካብ ዝተፀረቡ ውቑር ኣቢያተ ክርስቲያናት ላሊበላ…

ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን  …

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎልድ ኣብ ዝሳለጥ መበል 22 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ክራኽባ ኢየን። ምስ ኣርሰናል ብ6 ነጥቢ ትሕት ኢሉ ዝርከብ ማንቼስተር ሲቲ ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝገበሮም…