ናይ ክልል ትግራይ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምጅማሩ ትኽክለኛ ውሳነ ኢዩ – ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ክልል ትግራይ ኣጀንዳ ምትእኽኻብ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምጅማሩ ትኽክለኛ ውሳነ ኢዩ ኢለን ወይዘሮ ኬርያ ኢብራሂም።
ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ቅድም ክብል ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብምዃን እናገልገላ ምፅነሐን ይዝከር።…