ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራውን ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁን ሁዋን ተዛትዮም፡፡
ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምትግባር ንምቅልጣፍን ዘጋጠሙ ብድሆታት ብሓባር ንምፍታሕን ኣብ…