ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ጀርመን ጆኣን ዋድፉል ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ምትሕብባር ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ወታደራዊ ዘፈር ብሓባር ምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቤላሩስ ኣብ ወታደራዊ ዘፈር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ንሚኒስትር ምክልኻል ቤላሩስ ዲምትሪ ፓንተስ ተፈራሪሞምዎ። ኣይሻ መሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ኣፋህድን ዝተበፅሐ ዘላቒ ስምምዕነት ሰላም ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራ (ኣፋህድ)ን ዝተበፅሐ ዘላቒ ስምምዕነት ሰላም ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈሪሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ስምምዕነት ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ሓዊሱ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ስርዓት ምሕደራ ታክስ ኣብ ከይዲ ምእካብ እቶት ግልፅነት ንኽጉልብት ኣኽኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብታ ከተማ ተግባራዊ ዝተገበረ መመሓየሺ ስርዓት ምሕደራ ታክስ ኣብ ከይዲ ምእካብ እቶት ግልፅነትን ተሓታትነትን ንኽጉልብት ኣኽኢሉ ኢለን፡፡ ከንቲባታትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ከተማታት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር እቶት ሰደድ ተረኺቡ ኢሎም ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡ ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ኣብ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ሃፍቲ ማይ ብዝተወገኑ ተግባራት ኣብ ዞባዊ ፍትሓዊ ተረባሕነት ጋህዲ ይኸውን ኣሎ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ሃፍቲ ማይ ብዝተወገኑ ተግባራት ኣብቲ ዞባ ፍትሓዊ ተረባሕነት ጋህዲ ይኸውን ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፡፡ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2018 ሚኒስቴር ማይን…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፍርያት ዝኽዝኑን ዝስውሩን ዘይሕጋዊ ነጋዶ ንምቁፅፃር … Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ንምዝማንን ንምቅልጣፍን ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ፡፡ ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኣይተ ኣሸናፊ ብርሃኑ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ጠለብ ነበርቲ መሰረት ብምግባር ቀረብ ፍርያት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እናጠንከረ ዝመፅአ ርክብ ሃገራት ብሪክስ… Desta Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ብሪክስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርክብ ኣባል ሃገራት እቲ ጉጅለ ነክጥንክር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢላ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ መራሒት ብሪክስ ዝኾነት ብራዚል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብፍላይ ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 309 መራኸብቲ ሓፋሽ ፍቓድ ፈነወ ረኺበን Desta Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ 309 መራኸብቲ ሓፋሽ ተመዝጊበን ፍቓድ ፈነወ ረኺበን እናተንቀሳቐሳ ይርከባ፡፡ ብመሰረት ሕጊ ፍቓድ ኣገልግሎት ብሮድካስት ኩነታት ፍቃድ ዝውሰን፣ፍቃድ ዝውሃ፣ዝሕድሶን ዝእግዶን በቲ በዓል መዚ፤…
ቢዝነስ ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ፍርያት ጨው ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Jan 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ልዕሊ 13 ሽሕ ኩንታል ጨው ፍርያታት ስጉምቲ ወሲደ ኢሉ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ነጋሽ ስሜ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝበልዎ፤ እቲ ትካል ምስ ግልጋሎት…