Fana: At a Speed of Life!

ሞሮኮን ሴኔጋልን ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምልዓል ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣሰናዳኢት ሃገረ ሞሮኮን ሴኔጋልን ዋንጫ ንምልዓል ናብ ሜዳ ክኣትዋ ኢየን። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ዋና ከተማ ሞሮኮ ዝኾነት ራባት ስታዲየም ፕሪንስ ሙላይ ኣብደላ ክካየድ ኢዩ። ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደንቢ ኢኮ ሎጅ መኣዲ ንትውልዲ መሪቖም። ደንቢ ኢኮ ሎጅ ኣብ 36 ነጥቢ 7 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ናይ ዝሕሎ ደኒን ሃፍቲ ተፈጥሮን ውህብቶ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ገሊፁ። ናይ ሃገርና ዓውዲ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 0 ዓወት ኣመዝጊባ። ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን፤ ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ፓትሪክ…

ኮሪደር ገፀር ህይወት ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ኣብ ምልዋጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ሃገራዊ ስራሕ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ገፀር ህይወት ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ኣብ ምልዋጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ሃገራዊ ስራሕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ሎሚ ኣብ ክልል ደቡብ…

ገበታ ቱሪዝም…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመሩ ፕሮጀክት ገበታ ንሸገር፣ ገበታ ንሃገርን ገበታ ንትውልዲን ዓውዲ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብመሰረታዊነት እናቐየሩ ይርከቡ፡፡ ኢትዮጵያ ካብ ሓደ እምኒ ካብ ዝተፀረቡ ውቑር ኣቢያተ ክርስቲያናት ላሊበላ…

ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን  …

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎልድ ኣብ ዝሳለጥ መበል 22 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ክራኽባ ኢየን። ምስ ኣርሰናል ብ6 ነጥቢ ትሕት ኢሉ ዝርከብ ማንቼስተር ሲቲ ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝገበሮም…

በዓል ጥምቀት መንፈሳዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መገዲ ክኽበር ይግባእ- ብፁእ ኣቡነ ሳዊሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ዋና ኣካያዲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤተክህነት፣ ሊቀ ጳጳስ ደቡብ ምዕራብ ሸዋን ሸገር ከተማን ኣህጉረ ስብከት ብፁእ ኣቡነ ሳዊሮስ በዓል ጥምቀት መንፈሳዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መገዲ ክኽበር ይግባእ ኢሎም። ብፁእ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይብፅሒት ወረቐት ሽይጣት ክፍፅሙ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ነጋዶ መካፋፈልቲ እታዎት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብዝተገበረ ናይ ታክስ ኦፕሬሽን ብዘይብፅሒት ወረቐት ሽይጣት ክፍፅሙ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። ቢሮ እቶት ‘ቲ ምምሕዳር ከተማ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሎ፥…

ቀደማይ ሚኒሰትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ሱርማ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብቤት ፅሕፈት ቀደማዊት እመቤት ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ወረዳ ሱርማ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ዝተዋደደ ኣመራርሓን ጎስጓስ ህዝቢን ዘይፈትሖ ሕቶ ልምዓት የለን – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደደ ኣመራርሓን ጎስጓስ ህዝቢን እንተሃሊዩ ዘይሕለፍ ጎቦ፣ ዘይፈታሕ ሕቶ ልምዓት የለን ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቶ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳእና ዝተኻደ…