ኣልጄሪያ ዘካየደቶ ምሕምባብ ሳተላይት ዕቤት ህዋ ሳይንስ ኣፍሪካ ዘርኢ ኢዩ – መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያ ዘካየደቶ ምሕምባብ ሳተላይት ዕቤት ህዋ ሳይንስን ዓቕሚታት ጂኦስፓሻልን ኣፍሪካ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ፡፡
ኣልጄሪያ “ኣልሳት-3 ኤ” ዝተሰመየ ሳተላይት ምልከታ መሬት ብዕዉት ኩነታት ናብ ህዋ…