ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርቲ ብልፅግና ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር) ገሊፀን።
ሰላም ኢትዮጵያ ክሕሊ ኢየ ንደቀይ እውን “ምንዳ”…