ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ከምዘፅደቐ ተገሊፁ። ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ምስ ዘሎ ኩነታት ብምብጋስ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መበል 13 ሰነድ ማዕቐብ ንምፅዳቕ ብመምርሒ ደረጃ ከምዝተስማዕምዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር መባፅሕቲ ሃገራት ናይ ምስፋሕ ስራሕ ከምዝተጠናኸረ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ወፃኢ ሃገራት ምቹው ዕድል ስራሕ ንምፍጣር መባፅሕቲ ሃገራት ናይ ምስፋሕ ፃዕርና ኣጠናኺርና ቀፂልና” ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ሚኒስትር ስራሕ ኳታር ኣሊ ቢን ሳሚክ ኣል ማሪ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ፖለቲካ ደቡብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ፖለቲካ ደቡብ ኮሪያ ቹንግ ቢዩንግ ዎን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሰነ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ኮሪያ-ኣፍሪካ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ዩኤንዲፒ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ፕሮግራም ልምዓት (ዩኤንዲፒ) ዳይሬክተር ኣፍሪካ ኣሁና ኤዚያኮንዋ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ኣብ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ልምዓት ኣድሂበን ከምዝዘተያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተፈላተለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ድሕንነት ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላተለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፀሓፊ ካቢኔ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባ ገዳታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ኣቦታት ሃይማኖትን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ እውን ንበፃሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኦስትሪያን ኣብ ዘፈር መዓድን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኦስትሪያን ኣለሻ መዓድን ሓዊሱ ተተሓሓዝቲ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር ) ምስ ኣምባሳደር ኦስትሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ሲሞን ኬናፕ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኔስኮ ኣብ ኣፍሪካ ንዓውዲ ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ተበፃሕነትን ፅሬትን ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ገሊፁ። ሓጋዚት ዳይሬክተር ጄኔራል ትምህርቲ እቲ ትካል ቲፋኒያ ጄኒኒ ኣብ ኣፍሪካ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ መክራም ሙስጠፋ ተዛቲየን፡፡ ኣምባሳደር ናሲሴ÷ ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ብታሪኽ፣ ብባህሊን ሃይማኖትን ዝተኣሳሰራ ሃገራት ከምዝኾና ኣልዒለን፡፡ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማዕቐፍ ረቂቕ ፖሊሲ ብሄራዊ ስግግር ፍትሒ ዝጠመተ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ረቂቕ ፖሊሲ ብሄራዊ ስግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ጉጅለ ሰብ ሞያ ፖሊሲ ስግግር ንዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ዝተፈላለዩ ክፋላት ንሕብረተሰብ ብምዝታይ ረቂቕ ፖሊሲ ስግግር ፖሊሲ ብምስንዳእ ናብ…