ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ናይ መጀመርታ መዓልቲ ውዕልኡ ዛዕባታት ቀሪቦም ምስተዛተዩሎም ከምዝፀድቁ ትፅቢት ኣሎ። ካብዚ ብምቕፃል ድማ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን በኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤሪቭን ጆዜ ማሲንጋን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተራኺቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳ ጉጂ ኦሮሞ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳ ጉጂ ኦሮሞ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ኣባገዳ ጂሎ ማንዶ ስልጣኖም ንኣባገዳ ጃርሶ ዱጎ ኣረኪቦም፡፡ ቅድሚ መዓልቲታት ኣብ ሜኤ ቦኮ ዝተኣኻኸቡ ኣባ ገዳታትን ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ስርዓት ገዳ ዝርከቡ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጡ ተግባራት ጠሚቱ ምስ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምንውሑ ስዒቡ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝስርሑ ተግባራት ጠሚቱ ምስ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ተዛቲዩ። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ነቲ እዚ ዝተውሃቡ ምኽረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ መክራም ሙስጠፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣቀባብላ ገየረናሎም፡፡ እቶም ሚኒስት ንክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ብመዓርግ ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። እቲ ድምፃዊ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዝ ድሕሪ ምፅናሕ ከምዝዓረፈ ተገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሕልፈት ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ዝተሰመዖ ሓዘን እናገለፀ፥ ንዘመድ ኣዝማድ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ረሻድ ከማልን ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሎሚ እውን ኣብ ቀፃሊን ብመስዋእትነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኢትዮጵያ ሎሚ ይኹን ኣብ ቀፃሊ ብመስዋእትነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ” ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ብሓራዊ ተጋድሎ ዶባን ሰንደቓን ናይ ምኽባርን ታሪኽ ናፅነትን ናይ ዘለዎም ህዝቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ መሪሕነቱ ዝዋፃእ ዘሎ ከምዝኾነ ገሊፁ Desta Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ መሪሕነቱ ዝዋፃእ ዘሎ ከምዝኾነ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍረሂወት ታምሩ ኣፍሊጠን። እቲ ኩባኒያ፥ ትካላት ውፅኢታዊ ንክኾና፣ ኣገልግሎተን ብቕልጡፍ ተበፃሒ ንምግባርን ፍሪያተን…