ኣብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ሎሚ ምሽት ካብ ዝግበሩ ክልተ መርሃ ግብሪ ፀወታታት÷ ጋንታ ባርሴሎና ኣብ ሜዳኣ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ዠርሜይን ተተኣናግደሉ ፀወታ ትፅቢት…