ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ሓገዝ ፋይናንስ ንምርካብ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ክሕግ ኢየ – ፋኦ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ደኒ ንእትገብሮም ተግባራት ሓገዝ ፋይናንስ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ክሕግዝ ኢየ ኢሉ፡፡ ተወካሊት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሙድዚ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ፥ ኢትዮጵያ ደኒታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ቀብሪ ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ኣብ መካነ መቓብር ጴጥሮስ ወጳውሎስ ተፈፂሙ። ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 6 ኪሎ ካምፓስ ምስተኻየደ፤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድራ ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር)ን፣ ዘመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ይካድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 6 ኪሎ ካምፓስ ይካድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መሳርሕቲን፣ ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ምርድዳእ ዘምፅእ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ዘምፅእ ኢዩ ኢሎም። መበል 20 በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ‘ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት’…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10ይ ፎረም ከተማታት ካብ 6 ክሳብ 10 ሕዳር ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ፎረም ከተማታት "ዕቤት ከተማታት ንልህቀት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ሎጊያ ክካየድ ኢዩ፡፡ ካብ 6 ክሳብ 10 ሕዳር ኣብ ዝካየድ ፎረም፤ ልዕሊ 150 ከተማታትን ልዕሊ 10 ትካላት ንግዲን ከምኡ እውን…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ‘ሲቢኢ ኣብ ኢደይ’ ዝተብሃለ ዲጂታል ኣገልግሎት ዕቋርን ልቓሕን ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 'ሲቢኢ ኣብ ኢደይ' ዝተብሃለ ዲጂታል ኣገልግሎት ዕቋርን ልቓሕን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ ስርዓት ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኤፍሬም መኩሪያን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላትን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 90 በዓል መዓቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝቕፅል 21 ሕዳር ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 በዓል መዓቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝቕፅል 21 ሕዳር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ፡፡ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ንሓይሊ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዝገበ ቃላት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዝሓዘ መፅሓፍ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዝገበ ቃላት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብቋንቋ ኣምሓርኛን ብኢንግሊዝኛን ዝሓዘ መፅሓፍ ሎሚ መዓልሪ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ፕሬዚዳንትኣካዳሚ ሳይንስ ኢትዮጵያ በላይ ካሳ (ፕ/ር)፣ ምሁራንን…
ቴክኖሎጂ ጥዕናይ “ጤንነቴ” ዝተብሃለ ናይ ሞባይል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ቀረብ መድሓኒትን ተበፃሕነት ኣገልግሎት ጥዕናን ንምቅልጣፍ ጥዕናይ “ጤንነቴ” ዝተሰመየ ናይ ሞባይል መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ስነስርዓት ምረቃ እቲ መተግበሪ ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 26 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ብሚኒስትር ዲኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር)ን ተሳቲፎም፡፡…