እዚ ሰሜን ምዕራብ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ክከላኸል ኣብ ዝኽእል ደረጃ እዩ ዘሎ – ጄኔራል አበባው ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ሰሜን ምዕራብ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ክከላኸል ኣብ ዝኽእል ደረጃ እዩ ዘሎ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ጄኔራል አበባው ታደሰ፡፡
ጄኔራል አበባው ኣብ እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣብቲ ምድላው ቀጣና ተረኺቦም…