ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተኻይዱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Mar 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተካይዱ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ብዓወት ክዛዘም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኮኬይን ሓቢኣ ንምሕላፍ ዝፈተነት ተጠርጣሪት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ 500 ግራም ኮኬይን መዕወኒ ሓሽሽ ሓቢኣ ንምሕላፍ ዝፈተነት ተጠርጣሪት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ፡፡ ሙኪሳ ስቴላ ዝተብሃለት ኡጋንዳዊት ውልቀሰብ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ኣብ ውሽጢ መሕለዊ ፅሬት ደቂ ኣንስትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ…
ስፓርት ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንብዙሓት ሰሙናት ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂዬማዊ ሓላዊ ልዳት ሪያል ማድሪድ ቲቦ ኮርቱዋ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ጋንትኡ ዕላዊ ገይራ፡፡ ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኅንያት ካብ 6 ክሳብ 8 ሰሙን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ወዲ 33 ዓመት ሓላዊ ልዳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል፡፡ እቲ መድፍዕ ፅባሕ 11 መጋቢት 2018 ዓ.ም ወጋሕታ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ኣብቲ ሚኒስቴር ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሬህይወት ታምሩ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ መራሐቲ ቢዝነስ ኣፍሪካ ዝብል ኣፍልጦ ረኺበን Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ መራሐቲ ቢዝነስ ኣፍሪካ 2026 ዝብል ኣፍልጦ ረኺበን፡፡ እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ መቐመጢኡ ኣብ እንግሊዝ ለንደን ዝገበረ መፅሄት ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንሃንፆ መንግስቲ ብቅድመ መረፃ ተሳትፎና ዝውሰን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እንሃንፆ ሕጋዊን ህዝባዊን መንግስቲን ዝውሰን ኣብ ቅድመ መረፃ ብእንገብሮ ተሳትፎና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዒድ ኣል ፈጥር ብምትሕብባር ብርሃን ሓጎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ክቐርብ ኢዩ፡-…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ስሩዕ ስርዓት ቀረብ ነዳዲ ክሳብ ንምለስ ነዳዲ ብቑጠባ ምጥቃም ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ስሩዕ ስርዓት ቀረብ ነዳዲ ክሳብ ንምለስ ነዳዲ ብቑጠባ ምጥቃም ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ከምዝበለኦ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ብዝተፈጠረ ቅልውላው ምኽንያት ሃገርና ሓዊሱ…