ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ምጉዓዓዝ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ብዝብል ወፍሪ ብዝተኣከበ ልዕሊ 201 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ሓገዝ ምግቢ ናብ 15 ከተማታት ክልል ትግራይ ምጉዓዓዝ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።
እቲ ሓገዝ ዕፉን ብ18 ተሽከርከርቲ ብምፅዓን ናብ ንዝተፀገሙ ወገናት ይጎዓዓዝ ከምዘሎ…