ዛምቢያ ኣብ ዓውዲታት ቴሌኮሙኒኬሸን፣ ቱሪዝምን ቆርበትን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዛምቢያ ኣብ ዓውዲታት ቴሌኮሙኒኬሸን፣ ቱሪዝምን ቆርበትን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ሚኒስትር ቴክኖሎጂን ሳይንስን እታ ሃገር ፍሌሲ ሙታቲ ገሊፆም፡፡
“ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮሙኒኬሸን ካብ ዛምቢያ ብዝበለፀ ደረጃ ስለትርከብ ኣብቲ…