ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዋልታ ዝኾነ ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ኣለና-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዋልታ ዝኾነ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ኣለና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራተጨዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ ሞኪንናት ሓይሊ ኣየር መበል 88 ዓመት በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ዘቲዮም Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንገስታት(ውሕመ) ፊሊፖ ግራንዴ ኣብ ጄኔቫ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ልዕሊ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ኣብ ዝነብሩላ ኢትዮጵያ ናብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ስራሕ ኣሳሊጦም Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ስራሕ ኣሳሊጦም። እቶም ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየርን ወተሃደራዊ ኣታሼታትን ትማሊ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘህነፆ መሰረተ ልምዓት ውግእ ከምኡውን ዓቕሚ ዕጥቂ ክብ ንምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሩ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብራዚል ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም። እቲ ልኡኽ ብዳይሬክተር ንግዲ፤ ኢንቨስትመንትን ግብርናን ኣምባሳደር ኣሌክስ ጂያኮሜሊ ዝተመርሐ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ብዘላቒነት ተወዳዳሪ ንምዃን ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂ ብቐፃልነት ምህናፅ ይግባእ ተባሂሉ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ብዘላቒነት ተወዳዳሪ ንምዃን ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂ ብቐፃልነት ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ጌታቸው መንግስቴ ተዛሪቦም። ጎኒ ንጎኒ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተኸፈተ ፈላማይ ኤክስፖ…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕግበት ማሕበረሰብ ክብ ብምባል ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህሊ ንምኽኣል ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሚኑኬሽን ቢሮ ንግዲ ሰውነት ኣየለ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ጀኔራል ኣበባው ታደሰ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። መበል 88 ዓመት ናይ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ መድረኽ ፓናል ኣብ…
ዝንቕ ፋና ቻይናዊያን መርዕኡ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ስነ ስርዓት መርዕዖም ይፍፅሙ ኣለዉ Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)12 ፅምዲ ቻይናዊያን መርዕኡ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ስነ ስርዓት መርዕዖም ይፍፅሙ ኣለዉ። እቲ ኣደባባይ ነቶም ተመራዓውቲ “እንኳዕ ደስ በለኩም” ክብል መልእኽቱ ኣመሓላሊፉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ልዕሊ ሃማስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ- እስራኤል Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንምድምሳስ ዝውሰድ ስጉምቲ ኣዋርሕ ክፀንሕ ይኽእል ኢዩ ክትብል እስራኤል ገሊፃ። ሚኒስትር ምክልኻል ሰራዊት እስራኤል ዮአቭ ጋላንት፥ እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ጀኒን ን60 ሰዓታት ፈፂማቶ ዝበሃል ደብዳብ 11 ፍልስጤማዊያን ህይወቶም ምስ ሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም Desta Dec 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ መኮንናት ሓይሊ ኣየር እንትበፅሑ…