ኣብ ትግራይ ካብ 4 ለካቲት ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ካብ 4 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ከምዝካየድ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
"ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቁጠባዊ…