ሎሚ መዓልቲ ዝፀደቑ ሹመታት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና እንትላዘበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ዝተወሰኑ ከምዝኾኑ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝፀደቑ ሹመታት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና እንትላዘበሉ ድሕሪ ምፅናሕ ዝተወሰኑ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል…