Fana: At a Speed of Life!

ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ክብል ገሊፁ። እቲ ትካል፥ ሓገዝ ንምሃብ ከኽበድ ከምዝኽእል እውን ሓቢራ። ሰራዊት እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ጋዛ ኣብ ዘሎ ካን ዮኒስ ኣብ ዝተብሃለ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት 685 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምርግጋፅን ምዝገባን ሰነዳት ዳጋቶ ኩምቤ፥ እቲ እቶት ካብ ልዕሊ 411 ሺሕ ዓማዊል ከምዝተኣከበ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ሆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምበሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ሆሴ ማሲንጋ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ…

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ጂግጂጋ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ጂግጂጋ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ። እቲ ውድድር ካብ ሰዓት 12፡30 ንጎሆ ጀሚሩ ኣብ ኣደባባይ ሰይድ መሓመድ ዓብደላ ሓሰን ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ሎሚ ዘበል…

ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓት ከተማ ንምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ውልቀ ዘፈር ትጠልብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓት ከተማ ንምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ውልቀ ዘፈር ከምትጠልብ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ-28 ኣብ ዝተገበረ ፓናል…

ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ፍርያታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጊሌህን ቀዳማዊት እመቤት ካድራ መሓሙድን ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ኢትዮጵያ ሒዛቶም ዝቐረበት ፍርያታት ወፃኢ ንግዲ ተዓዚቦም። ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ኦማር ጊሌህን ቀዳማዊት እመቤት ካድራ…

ኣመራርሓ ካብ ስልጠና ዝረኸቦ ፍልጠት ብተግባር ጭቡጥ ለውጢ ከምፅእ ትፅቢት ይግባር ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ካብ ስልጠና ዝረኸቦ ፍልጠት ብተግባር ጭቡጥ ለውጢ ከምፅእ ትፅቢት ይግባር ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ''ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ጂንካ ማእኸል ስልጠና ዝወሃብ…

ፍልሰት መናእሰይ ኣብ ምግታእ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክስረሐሉ ይግባእ-ብ/ጀነራል ፃድቃን ገብረተንሳኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝረአ ዘሎ ፍልሰት መናእሰይ ኣብ ምግታእ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክስረሐሉ ይግባእ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ካቢኔ ሴክረተርያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዴሞክራታይዘሽንን ብ/ጀነራል…

ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ እናተሃነፁ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ተጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ምክትል ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶን ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት እቲ ባየቶን…

ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ ልዕሊ 777 ሚሊየን ዶላር ቃል ተኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበርቲ ሰናይ ሃገራት ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘጋጥሙ ሕማማት ንምክልኻል ዝዓለመ 777 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ቃል ኣቲየን። እቲ ቃል ዝተኣተወ ገንዘብ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ብውድብ ጥዕና ዓለም ነቲ ሕማማት ንምክልኻል ዝተትሓዘ ትልሚ…