ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ንባህርዳር ከተማ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንባህርዳር ከተማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 7:00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው (ክልተ)ን ኣዲሱ ኣቶላን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፃታት ኣቢያተ መንግስቲ ፋሲል ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ንበፃቲ ብዝምቹ ኩነታት ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ ዑደት ስራሕቲ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ። ኣብ ኡዝበኪስታን ሳማርካንድ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 43 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢያ ተመሪፃ። እቲ ቦርድ 53 ኣባል ሃገራት ዝሓዘ እንትኸውነ፥ ኢትዮጵያ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ኣባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ ኣብያተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕሬዚዳንት ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ንምርኻብ ደልዊ ከምዝኾኑ ድሕሪ ምግላፆም ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ። ሰሜን ኮሪያ ነቲ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ምብራቕ ወሰን ባሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎንደር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ዳግማይ ንምውላድ ኣብ ሕርሲ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ዳግማይ ንምውላድ ኣብ ሕርሲ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣካይዶም Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ኣብ ከተማ ኣዳማ ስልጠና ክወስዱ ቀኒዮም ኢዮም። እቶም ሰልጠንቲ ሎሚ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ…
ቢዝነስ ኣብ መበል 6ይ ክፍለ ዘበን ዝተሃነፀ ገዳም ኣቡነ ይምኣታ… Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዳም ኣቡነ ይምኣታ ካብ ከተማ ሓውዜን ንኣንፈት ምዕራብ ኣስታት 15 ኪሎ ሜትር ርሒቑ ኣብ ቅርቅርቲ ጎቦታት ገርዓልታ ዝርከብ ኢዩ። ኣብ ወረዳ ሓውዜን ልዕሊ 34 ውቁራት ገዳማት ኣለዉ። ካብኣቶም ሓደ ዝኾነ ገዳም ኣቡነ ይምኣታ፥ ውሕሉል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ መገጭ እንትዛዘም ፍሪያት ግብርና ክስስን ኢዩ-መልእኽቲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ መገጭ እንትዛዘም ፍሪያት ግብርና ክስስን ኢዩ ኢሎም መልእኽቲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጎንደር ኣብ ዝነበረን ዑደት ኩነበታት ስራሕቲ ፕሮጀክት…