ጥዕና ጥዕናዊ ረብሓታት ፃዕዳ ሽጉርቲ Desta Jan 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፃዕዳ ሽጉርቲ ልዑል መጠን ፖታስየም፣ ፎስፎረስ፣ ዚንጎ፣ ሳልፈርን ማእከላይ መጠን ማግነዝየም፣ ማንግኒዝን ሓፂንን ዝሓዘ ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ጥዕና ይገልፁ። ኣብ ፃዕዳ ሽጉርቲ ጠመተ ብምግባር ዝተኻየዱ ምርምራት ጥዕና ከምዝሕብርዎ፥ ሰዓል ከም ዝፍውስ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ፅባቐ ኢትዮጵያ ብዘጉልህ መገዲ ክኽበር ኢዩ – ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ Desta Jan 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ፅባቐ ኢትዮጵያ ብዘጉልህ መገዲ ክኽበር ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። እቶም ዋና ኣዛዚ ምስ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ትካል ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ እቲ በዓል ካብ 15…
ዝንቕ ፋና ፍሉጥ ዩቲዩበር ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት… Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩቲዩብ ቻናሉ ልዕሊ 48 ነጥቢ 6 ሚሊየን ተኸታተልቲ ዘለዎ ፍሉጥ ኣሜሪካዊ ዩቲዩበር ዳረን ዋትኪንስ ጁኒየር (ኣይሾው ስፒድ) ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዑደት ኣካይዶም። ወዲ 21 ዓመት ዩቲዩበር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ብምዝውዋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ፈጢሩ ኢዩ – ኣይተ ኣህመድ ሽዴ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ንግዲ ችርቻሮ ንምስፍሕፋሕን ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንምስሓብን ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ፡፡ ኣብ ትሕቲ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክ ዝርከብ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ናይ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ሆሳእና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ሆሳእና ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንትና ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ…
ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ፀወሃ ካራባኦ ካፕ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ለንደን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ። ናይ ከተማ ተናሓናሕቲ ዝኾና ኣርሰናልን ቼልሲ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካራባኦ ካፕ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት 5፡00…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብባዶ እግሩ ዑደት እናገበረ ዝርከብ ኣይሾው ስፒድ… Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ኣሜሪካዊው ዩቲዩበርን ቀጥታ ፈነወ ኣቕራቢን መንእሰይ ኣይሾው ስፒድ ወይ ድማ ዳረን ዋትኪንስ ጁኒየር ኣብ ዓዲስ ኣበባ ዑደት እናበረ ይርከብ፡፡ ወዲ 21 ዓመት ኣሜሪካዊ ዳረን ጄሰን ዋትኪንስ ጁኒየር ኣብዚ ሕዚ እዋን "Speed Does…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንፈት ብዝሃ ዓውዲ ኢኮኖሚ ፓርቲና ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ- ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣንፈት ብዝሃ ዓውዲ ኢኮኖሚ ፓርቲና ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን እቲ ፓርት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ ክብሪታት ንህንፀት ሃገር ዘለዎም ግደ ንምጉላህ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህላዊ ክብሪታት ንህንፀት ሃገር ዘለዎም ግደ ንምጉላህ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። "ቢስት ባር" በዓል መለወጢ ዘበን ቢንች ሎሚ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተኸቢሩ። ኣፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሞዴል መንደር ቱሉ ኣራራ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ተግባራዊ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓት ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ሞዴል መንደር ቱሉ ኣራራ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ተግባራዊ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ናብ ዝነዓለ…