Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”መሪሕነት ማሕበረሰብ ንዝዓዘዘ ምክልኻል ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ብዝብል መሪሕ ቃል ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ-ግብሪ÷ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣብቲ ዓውዲ ዝሰርሑ…

መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕላዊ ምንቅስቓስ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሕ ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠጠው ናይ ምባል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምዝተረኸባ ካብ ሚኒስቴር  ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤልጅየም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቤልጅየም ኣሌክሳንደር ዴ ክሮ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ቅድሚ ጉባኤ ኮፕ 28 ምዝታዮም ካብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ዘተኦም ድማ…

ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ። ኳታር፣ ግብፂን ኣሜሪካን ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ኣሸማገልቲ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ክናዋሕ ፃዐሪ እናገበረ ፀኒሐን…

ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ከተማ መቱ ንኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠናን…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…

ንምዕሩይነት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ዝኸውን ኣሰራርሓን ማዕቐፍ ሕግን ከምዝዳሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ንምዕሩይነት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ዝኸውን ኣሰራርሓን ማዕቐፍ ሕግን ከምዘዳሉ ተሓቢሩ። እቲ ፕሮጀክት ካብ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም(ፋኦ) በዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ዝትግበር ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር መስኖን…

ምዕባለ ትካል ዝዕቀን ፖሊሲ መንግስቲ ተግባራዊ ብምግባር ኢዩ- ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ትካል ዝዕቀን ሕግን ስርዓትን ብምኽታል ፖሊሲ መንግስቲ ተግባራዊ ብምግባር ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናነት ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። ኣመራርሓ ስራሕ ፋይናንስ ሓይሊ ኣየር ኣብ ምምሕዳር ንብረት፣ ምድላው ትልምን…

ሰልጠንቲ ተሃድሶ ንዘላቒ ሰላም ግደኦም ከምዝዋፅኡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዚያዊ መፅንሒ ስልጠና ተሃድሶ ኮምቦልቻ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣብ ሰልጠና ዝረኸብናዮ ፍልጠት ብምጥቃም ንዘላቒ ሰላም ግደና ከንዋፃእ ኢና ክብሉ ገሊፆም። ኣብ ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ወልቀ ሰባት ናብ ማሕበረሰብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ህንፀት ዓቕሚ ሳይበር ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ  ኣብ ጋና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ ህንፀት ዓቕሚ ሳይበር ይሳተፍ ኣሎ። ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ዓለም ንዘንፀላለዋ…