Fana: At a Speed of Life!

ማሕለኻታት ዓውዲ ትምህርቲ መፍትሒ ንመሃብ ብሙሉእ ተበግሶ ምስራሕ ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ ( ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 32 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ ብዘዝተፈላለዩ ጉዳያት ብትኹረት ድሕሪ ምዝታይ ውሳነታት ብምሕላፍ ኢዩ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘለዉ ማሕለኻታት ንምፍታሕን ዘለዉ…

ወታደራዊት ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ጃፓን ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ወታደራዊት ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ጃፓን ጠረፍ ባሕሪ ደሴት ያኩሺማ  ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ። እቲ ኩነታት ስዒቡ ሓለውቲ ጠረፍ ባሕሪ ጃፓን ኣብቲ ቦታ ትዕዝብቲ መርከባትን ኣውሮፕላናትን ከምዝተለኣኻ ዲፌንስ ብሎግ ፀብፂቡ፡፡…

ናህሪ ዋጋ ናብ 27 ነጥቢ 7 ከምዝወረደ ተገሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ኣብ ወርሒ መጋቢት ካብ ዝነበሮ 35 ሚኢታዊ ኣብ ወርሒ መስከረም 2016 ዓ.ም ናብ 27 ነጥቢ 7 ከምዝወረደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ÷ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ንባይቶ ወከልቲ…

ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ ዓለም ለኸ ፀወታታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ። እቲ ፕሪሚየር ሊጉ ካብ 6ይ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ምክያድ እንትቕፅል÷ ቀጥታ ፈነወ…

ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ኣለዎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ሓገዝ ዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ። ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር…

ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ጠለብ ነዳዲ ዝቆፃፀር ስርዓት ክትግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ጠለብ ነዳዲ ዝቆፃፀር ስርዓት ክትግበር ምዃኑ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ንብረትን ዕድጊትን መንግስቲ ሓጂ ኢብሳ፥ እቲ ስርዓት ዘይተገበአ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ብምግዳብ ጠለብ ነዳዲ ንምቑጣብ ዘኽእል ቴክኖሎጂ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ጎንደር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፖርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ኣደም ኣብ ጎንደር መዕርፎ ነፈርቲ ቴዎድሮስ እንትበፅሑ÷ ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ባዩህ ኣቡሃይ፣ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን እቲ ክልል ኣይተ እርዚቅ…

ኣፍሪካ ግዳይ ድርብ ኢ-ፍትሃዊነት ኣህጉር ኢያ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ግዳይ ድርብ ኢ-ፍትሃዊነት ኣህጉር ከምዝኾነት ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ገሊፆም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ 7ይ ኮንፈረንስ ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣተሓሕዛ…

ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም። ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ዘተኦም መንግስቲ እቲ ክልል ትኹረት ሂቡ እናወገኖም ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ጉዳያትን ገለፃ…

ንኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንታት ንምውፋር ድሌት ንዘርአዩ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ። ዋና ፈፃሚ ስራ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ምክትል ኮሚሽነር…