ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ። ናብ ካዛብላንካ ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሜን ኣፍሪካ ፈላማይ ከምዝኾነ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራልን ኤጀንሲ ብሄራዊ ገበን ብሪታኒያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ብሄራዊ ገበን ብሪታኒያን ኣብ ምክልኻል ገበን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ብኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብሪታኒያ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። ድሕሪ እቲ ዑደት መስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ሰላማ ዝተሓለወ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ኣመራርሓ መንግስቲ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ዝከታተሉ ዘለዉ ሰልጠንቲ፥ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ሰላማ ዝተሓለወ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጠረ ኢዩ ኢሎም። ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ማእኸል ስልጠና “ከእዳ ወደ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ታንዛኒያ እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 95 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ናብ ዓዶም ንክምለሱ ኣብ ታኒዛኒያ ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ብሓባር ብዝገበርዎ ፃዕሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ። ኣብ ቻይና ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ግብርናን ገፀርን ብሄራዊ ኮንግረስ ፓርቲ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ሎሚ በዶን ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) ኣብ መካነ ርእይ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያን ዑደት ገይሮም Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) ኣብ መካነ ርእይ(ፓቪሊዮን) ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያን ዑደት ገይሮም። ኢትዮጵያ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዘሎ ኣውደ ርእይ (ፓቪሊዮን) ኣብ ምፍላጥ ትርከብ። ወርቅነህ ገበየሁ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ። ምውንጫፍ እታ ሳተላይት፥ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ምውንጫፋ ስዒቡ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብናይ ባዕላ ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዴትኡ ብመንፈስ ህዝባዊ ውግንና ይዋፃእ ኣሎ- ሌ/ጄ መሓመድ ተሰማ Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ናይ ጎጃም ኮማንድ ፖስት ኣካቢን ናይ ምብራቕ እዝ ኣዛዚን ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ወረዳ ደጋ ዳሞት ዕደት ስራሕ ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ኣብቲ ወረዳ ዘሎ ቀዳማይ በርኪ ሁስፒታል ርእዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ቀሪቦም Desta Dec 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብምዃን ቀሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሸሞንተ ኣባላት ዘለውዎ መልማሊ ኮሚቴ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስያሞም ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዝልካዕ ብተግባር እምበር ብዝውሰኑ ውሳነታት ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዝልካዕ ብተግባር እምበር ብዝውሰኑ ውሳነታት ኣይኮነን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ መደረ ኣስሚዖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…