ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ
ዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣትዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፍርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…