ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በቢዕለቱ 36 ሺሕ 600 ዜጋታት ዝምግባ ማእኸላት… Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን በቢዕለቱ 36 ሺሕ 600 ዜጋታት ተረባሕቲ ኮይኖም ኢሉ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከመዝበልዎ፥ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን…
ጥዕና ጥዕና ኲላሊት ንምሕላው ዝሕግዙ 6 ቀለልቲ ነገራት Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018(ኤፍ ኤም ሲ)ኵላሊት ካብቶም ኣውራ ኣገደስቲ ክፋል ኣካላትና እንትኾና፥ ኣብ ደም ዝፍጠር ርስሓት ብምፅራይ ብመልክዕ ሽንቲ ከምዝወፅእ ዝገብራን እየን። ዓለማዊ ማሕበር ኔፍሮሎጂ ከም ዝሕብሮ፥ ፀቕጢ ደም ንምቍፅፃር ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ኣካላትና ዘሎ መጠን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓይሊ ኣየር ይህነፅ ኣሎ – ሌ/ጄነራል ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ምኽባር መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣመልኪቶም ምስ ነበርቲ ከተማ ቢሾፍቱን ከባቢኣን ተዛቲዮም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብቲ እዋን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ በቢዘበኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓይሊ ኒውክሌር ጋህዲ ንምግባር ብምትሕባብር ክንሰርሕ ኢና – ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተርኪሂን Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓይሊ ኒውክሌር ጋህዲ ንምግባር ብምትሕባብር ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን፡፡ ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተርኪሂን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝጠቕሙ ጉዳያት ብምዝታይ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ መፃረዪን መወገዲን ረሳሕ ፈሳሲ ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ህንፀት መፃረዪን መወገዲን ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋን ስምምዕነት ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ስምምዕነት ዝገበረ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልምዓት ኮሪደር ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት መገዲ ይውገን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ልምዓት ኮሪደር ዝምጥን ህንፀትን ፅገናን መሰረተ ልምዓት መገዲ ይውገን ኣሎ ኢሉ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኢያሱ ሰሎሞን ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ፤ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ…
ቢዝነስ ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳ ልዑል ምንቕቓሕ ዝፈጠረ ቃላይ ንጋት Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብህንፀት ኣብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ሰብ ስራሕ ቃላይ ንጋት አብ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ልዑል ምንቕቓሕ ፈጢሩ ኣሎ። ምክትል ሓላፊ ዘፈር ሃፍቲ እንስሳትን ዓሳን ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ብርሃኑ ኢትቻ (ዶ/ር) ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስብእና መናእሰይ ዝሃንፅ ስልጠና “ሰናይ ምግባር ንሕብረት” … Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዘላቒ ሰላም ጋህዲ ንምግባር ኣብ መናእሰይ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡ ኣብ መበል 14 ዙር ስልጠና ‘ሰናይ ምግባር ንሕብረት’ ዝወሰዱ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ፓን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን÷ ኢትዮጵያ ምስ ሰርጂካል ሓለዋ ጥዕና ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሲዲሲ ኣፍሪካን ፓን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ብሓደጋ ምሕምሻሽ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኬንታኪ ትማሊ ምሸት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ዩፒኤስ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ፡፡ የእታ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን ካብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሉዊስቪል ሙሓመድ ዓሊ ምብራር ምስጀመረት ድሕሪ ሒደት…