ቢዝነስ ልዕሊ 284 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 284 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። 224 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድን 59 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢን ብድምሩ 284 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ Desta Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ናይቲ ምምሕዳር ኣፈፃሚ ኣካል ኣብ 2015 ዓ.ም ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ዝሓሸ ኣገልግሎት ንምሃብ ሪፎርም ምግባር ዘድሊዮም ትካላትን ኣወዳድባታትን ብምፍላይ ናይ…
ቴክኖሎጂ ብሞባይል ባንኪንግ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መገዲታት ጥንቃቐን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምህዳር ሳይበር ሒዙዎም ካብ ሞንጎ ዝመፅኡ ፅቡቓት ኣጋጣሚታት ሓደ በቢመዓልቱ ንገብሮም ዕድጊታት ክፍሊት ንምፍፃም ጥረ ገንዘብ ካብ ምጥቃም ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ስርዓት ምፍፃም ምኽኣል ኢዩ፡፡ ይኹን እምበር ዲጂታል ኣማራፂታት ክፍሊት ቀለልቲን…
ቢዝነስ ኣብ 25 ከተማታት ገፀር ዝተጀመረ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ፀሓይ ኣብዚ ዓመት ክዛዘም ኢዩ Desta Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 25 ከተማታት ገፀር ዝተጀመረ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ፀሓይ ኣብዚ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ነተን ከተማታት ተረባሕቲ ንምግባር “ፕሮጀክት ሚኒ ግሪድ ሶላር” ብምቕራፅ ናብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፀገማት ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ንክረኽቡ ልዑል ፃዕሪ ገይራ ኢያ-ኣይተ ታገሰ ጫፎ Desta Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገማት ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ንክረኽቡ ልዑል ፃዕሪ ገይራ ኢያ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካን ቀወምቲ ኮሚቴታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ ኣኼባ ኣሳሊጦም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩጋንዳ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ብምፍላይ ብጋዜጣ አሐቲማ Desta Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩጋንዳ ሓለዋ ከባቢ ብምድጋፍ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ፈሊያ ብጋዜጣ አሐቲማ። እቲ ሕትመት ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጋጠም ክሌማዊ ለውጢ ንምቕናስ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ እታ ሃገር ባሪሬጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ግድብ ሲየንግ ኣፕ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ግዝኣት ጄጁ ዋና ቤት ዕዮ ሪጂን ኮርፖሬሽን ገፀር ማሕበረሰብ ዑደት ገይሩ። ዳይሬክተር ጄኔራል ዋና ቤት ዕዮ ሪጂን ኮርፖሬሽን ገፀር ማሕበረሰብ ዶንግ ቺኦልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ምስ ጀርመን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም ኢዮም – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ርክብ ክልቲአን ብሓዱሽ ዓውዲ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ከምዘካየዱ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ማዕቐፍ ምትሕብባር በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኣባል ሃገራ ኢጋድ፣ ምሁራን፣ ሰብ ሞያ፣ ሓገዝቲ ሃገራትን ትካላትን ተሳተፍቲ ኢየን። ንፍልሰተኛታት፣ ተመለስቲ ስደትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትየጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትየጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ቴክኒካል ኮሚቴ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጅቡቲ ኢዩ ተፈሪሙ፡፡ ብብ/ጄ ተሾመ ኣናጋው ዝተመርሐ ልኡኽ…